ባህላዊ ውርሻታት ድፋዓት ናቕፋከተማ ናቕፋ፣ ኣብ ታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብተን ዝበረኸ ቦታ እትውንን ታሪኻዊት ከተማ ኢያ። እዛ ብኣኽራናት ዝተኸበት ከተማ`ዚኣ ስትራተጃዊ ኣገዳስነታ ጎሊሑ ዝተራእየ ኣብ መጀመርታ ሰብዓታት ኢዩ። ካብቶም...
ኣብያተ-መዘክርን ሕብረተሰብን፡ ተመኩሮታት ዞባዊ ቤተ-መዘክር ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪኣብያተ-መዘክር ኣታዊታት ንምኽዕባት ዘየድህባ፡ ውርሻታት ሕብረተሰባትን ኣከባቢኦምን ብምእካብ፡ ምጽናዕን ምዕቃብን ከምኡ ድማ ናብ ምርኢት ብምድላው፡ ንመጽናዕቲ፡ ትምህርትን ተምሳጥን ሕብረተሰባት ቀዳምነት ሂበን...
ኣብያተ-መዘክርን ሕብረተሰብንትርጉም ቤተ-መዘክር እንታይ`ዩ፣ ዓይነታት ኣብያተ-መዘክር እንታይ ይመስሉ። ካብ ዓርከ-መሓዛ ናብ ቤተ-መዘክር ንምብጻሕ ዕድመ ምስ ዝቐርበልካ/ኪ እንታይ ግብረ-መልሲ ምሃብካ/ኪ። ኣገልግሎታትን ተልእኾን ኣብያተ-መዘክር...